Mestyat Betna | "ንምሻጥ ዘይኮነ: ንምድሓን ኤርትራ ኢና ንቃለስ!" ኢሳያስ ወዲ ሞባእ

18,464
0
Published 2024-08-03
Mestyat Betna is one of the most well known Eritrean YouTube channels with an ever increasing number of followers and subscribers. It broadcasts a number of interesting topics and issues with a particular focus on Eritrean politics, culture and art. It is a favorite media channel to hundreds of thousands of Eritreans and is known for its undying, relatable and timely content. Mestyat Betna also provides a platform for motivating and encouraging Eritrean rising stars in music, drama and poetry.

All Comments (21)
  • @Rahbot29
    ጂግና ቀባጽ ሐቀኛ Love & Respect u!!
  • ንቕሓት ዘይብሉ ህዝቢ ጸረ ህዝቡ እዪ ብሓቂ💙💙💙💙💙💙🖐️
  • @gueshgrmay8216
    እግዚአብርሄር ኩሉ ጊዜ ምስ ሐቀኛታት ኢዩ ውዕሉ ሐዲሩ እቲ ሐቀኛ ኢዩ ዝዕወት
  • እቲ ርእሲ ቓልሲ ናብ ቦቱኡ ተመሊሱ ብዘይ ምግናን ልዕለኻ ጅግና ተቓላሳይ የለን።
  • ድሕሪት መሊስካኒ ወዲ መባእ ሓወይ ደስ ኢሉኒ ድምጽኻ ዝሰማዕኩ ❤❤❤❤
  • @zemamfeshazion
    እንቋዕ ድሐን መጻኹም አሕዋተይ፣ ወዲ ሞባእ ሐወይ ድማ እንቋዕ ድምጽኻ አስማዓና ብፍላይ እዞም መንእሰያት ድምጽኻ ክሰምዑ ዓይንኻ ኽርእዩ ብዙሕ ተመንዩም፣እንቋዕ ሐጎሰኩም። ሕጂ ግን መሪሕ ኾንካ ክትአልዩም ምስቶም ከማኻ ዝበሉ ብሉጻት ቅድሚት ክትወጽእ ተስፋ እገብር።❤️❤️❤️
  • ወዲ ሞባእ እንኾዕ ብሰላም መጻካ ንነዊሕ ጌዜ ተጸቤካ የ ምስ ራኣኩኮ ጥራይ ማራ ታሓጉስ ዓወት ጽንዓት ትሓትት ያ ሞ ጸንዕና ንቃላስ 💙💙💪
  • @gadumeresa3017
    ወዲ ሞባእ ጩራ ወጋሕታ አብቲ ፅንኩረ እዋን አብቲ ጨዉታ አብቲ ምጅማረ ቃልሲ ሂበካ ቆላሕታ አበረ ዝደሊ እተዘይ ኮይኑ ንዓኻ ዝበለለ አለኹ አብ አሰረካ ቃልሰይ አደልዲለ አለልየካ እየ አነ መነፀረ ጌሬ ወዲ ሞባእ አጆና እዚ ጨካን ሰረዓት ክሰዓረ እዩ እዛ ምጭዉቲ ሀገረና ክንምለሳ ኢና ወፂና አይክንጠፈእን👌💪💪💙
  • @user-yy4mb2sk4u
    ሎሚ ብጣዕሚ ተሓጊሰ ጩቑን ኣብሳ ኣብ እንባ ደይቡ ክጭድር ሪአዮ ሓጎሰይ ወሰን የብሉ ❤❤💙💙💙💙🌅🌅🌅🎆🎆🎆🎆🐝🐝🐝🏝️🏝️🏝️🏝️💙💙🦁🦁🦁🦁🦁
  • ተባዕ ተቓላሳይ ወዲ መባእ ተእሪር ቃላቱ ተስፋ የስንቐካ
  • ጅግና፡ወድሞባ፡ሞተር፡ቃልስና፡ሽንቃ፡ደሓን፡መጻካ
  • @user-br9ig5ji7q
    ወዲ መባእ ጅግና አንቃዕ በሰላም መጻካ ዘረባ 100%💙💙💙💙💙💙💙💙
  • መደብ መስትያት ቤትና ሓጺርን ገላጽን እዋናዉን ህልው ኣብ እዋኑ ስለተቕርብ ዝያዳ መቐረትን ባህታን ትህበካ ቀጽ ልዎ በርትዑ።
  • @drardrar7665
    Wonderful! Good luck in your future better organized struggle against our common enemy Isayas and his team.
  • @geneamha7584
    Wow Wedi Mobaee I’m speechless by his speech and wise ! I’m so glad to see him! Now 💯 percent will succee this revolution!!!!!!!
  • ተባዕ ተቃላሳይ ወዲ ሞባእ እንቃዕ ብደሓን መጻካ ❤❤
  • ኩሉኩም፡ደለትይ፡ፊትሕይ፡እግዛብሐር፡ምሳኩም፡ይኩን፡