TBS TV| መደብ ፈረቓ ምስ ዕልልታ፡ ናብ ሞያይ ዝተመለስኩሉ መንገዲ # Elilta_Reade's Show-1st Episode

14,429
0
Published 2024-05-13

All Comments (21)
  • @user-lf3yc6fd6l
    ዕልልታ! ናይ ብሓቂ ዕልልታ። ፅቡቕ ርእሲ ሒዝኪ መፂእኺ!! ኣብ ጎንኹም ኢና።
  • @ove6164
    እንኻዕ ብሰላም መፃኪ መምህረይ✨ ንዓኪ ዝገልጽ ቃላት የብለይን ዕድመን ጥዕና ይሃብኪ💖 ምስ ኣቦና ኣርአያ 'ጽቡቅ ጌርኪ ክተላልይና ክንጽበ ኢና፡ ሰናይ ግዜ ይግበረልና🤩
  • @tomtom-qj4fv
    ዕልልታ ከም አያ አርአያ ንስክውን ተምሳሌት ፅንዐት አንስተቲ አርአያ ኢኪ። እግዚአብሔር ዕድመንን ጥዕናን ያሀብኪ። ተጋሩ ኩልሻዕ ብአኪ ንኮርዕ።
  • @mass-media6445
    አጆኺ ትግራወይቲ ዋዕሮ አብ ጎኒኺ ኢና በርትዒ ወይከ ንድሕሪት ምኻድ ኩሉጊዜ ንቕድሚት ምግስጋስ።
  • @STAMA123
    እንኳዕ ናብ ዓድኺ ብሰላም አተኺ ጭዋን ፅብቕትን ዕልልታ ሓፍትና ❤አያና አርአያ ዋላኳ አብዘይሓሰብናዮ ብኑኡስ.የ ዕድሚኡ ተፈልዩና ቡዙሕ ተጓሃና ቅዱስን ቡሩኽን ምንባሩ አብ ውፅኢቱ ብጋህዲ አምላኽ አሪእና ተመስገን ዳርጋ ዘይሞተ ገነት መንግስተ ሰማይ ይንበር !!!
  • ሚድያ ትግራይ ሰባ ረኺባ። ሰናይ ናይ ስራሕ ዘመን ይኹነልኪ አዴና ዕልልታ ረዳኢ በዓልቲ ቤት ክቡር አቦና አርአያ ዘሪሁን።🙏🙏🙏🙏🙏
  • @user-lx6vg7rz6w
    ዕንቋዕ ናብ ዝለመድክዮ ስራሕ ተመለስኪ :ደስ በሓሊ :ብዓልቲቤት :ለባም :ጅግና :ሓው :ንትግራይ ቶም ዝበዝሑ :ዝሽቅጡላ:ንሱ :ግን ብልቢ ብተግባ :ስጋብ መስዋዕቲ ዕታ ካልዓይ ዘይትነብረላ ኣለም ዝወፈየ ሓው ኢኪሞ ኩርኢ ፅቡቅ ጅማሮ ስራሕ ይግበረልኪ ።
  • መርኣያ ብዙሓት ከም እትኾኒ እምነተይ ዝለዓለ እዩ ። ቁም ነገርኪ ፣ ድምፅኺ ፣ ሓቦኺ ወዘተ... ብዝረኣኹኺ ኣጋጣሚ መመሊሰ እኾርዐልኪ ። ካባኺ እልፊ ኣእላፋት ሓሳብ እፅበ ! መፃኢኺ ብሩኽ ይኹን !
  • @user-jy4zb7hi5y
    ዕልልታ ዝኮነ ገፅ ዕልልታ ዝኮነ ኣንደበት ኩሉ ከም ስምኪ ብሩህ❤❤❤
  • @BirhanAbraha
    ኩሉ ዝዓደላ ኣዶ ካባኪ ብዙሕ ኢና ንማሃር❤️ሑቡሸይ ሳብስክራብ ላበልኩኒ ሕለፉ ምንም እይክፎሎይ👏
  • ሰናይ ናይ ስራሕ ግዜ ሓፍትናን ሳንዳናን ዝኾንኪ ክብርቲ ሓፍትና ዕልልታ ኩሉ ግዜ ብሃንቀዉታ ክንጽበየኪ ኢና። 🇪🇷🇪🇷
  • @Edna8871
    እልልታ ሀፍተይ ትግራይ ታሳዝናለች ተጏድታለች ግን ልክ እንዳንቺ አለንልሽ ካልናት ከአፈር ትነሳለች ደግና ቅን ጀግናና አስተዋይ ህዝብ አለን ሁሉን መለወጥ የሚችል ታታሪ ህዝብ እናም ይለወጣል ሁሉም ጥሩ ይሆናል :: ተስፋ እንዳትቆርጪ ብዙ ግፍ ያሳለፈ ህዝብ ጊዜ ይፈልጋል ለምን እንዲህ ሆነ ብለሽ አትዘኚ ጠንክሮ ሚያበረታው ነውና ሚፈልገው ብርታት ሞራል ኩራት እንደምትሆኚው አምናለሁ:: ጥሩ ኮንቴንት እንደሚኖረው ፕሮግራምሽ አምናለሁ በርቺ በቻልንው ሁሉ ካንቺ ጋር ነን::
  • ፅቡቅ ናይ ስራሕ ጊዜ ይኹነልኪ ዝሓፍተይ ❤❤❤❤❤. Well done TBS!!🙏🙏🙏
  • ዕልልታ ኣብ መቐለ ድያ ክትነብር ወሲና ? ኣበይ ኮይና እያ እዙ ፕሮግራም ተመሓልፎ ዘላ ? ኣብ ዓዳ ኮይና እንተኾይኑ ብጣዕሚ እዩ ደስ ዝብል !! ቅድስቲ ዓድና ትግራይ ፈጣሪ ደጊሙ ደጋጊሙ ይባርኸልና ።
  • @titigirmay1102
    Welcome back, waEro 🎉 Keep shining gorgeous GOD BLESS YOU AND YOUR FAMILY ❤❤
  • @GhebreabT
    welcome, Thank you, Araya Zerihun family for your invulable contribution to Tigray people.
  • @kasmas4492
    Welcome back queen Stay strong and keep shining over all stages .
  • ዋላኳ ብዙሕ ንምዝራብ ዘኽእለኒ ውሽጣዒ ስምዕት እንተሃለወኒ ብሓፂሩ ስም ኣቦና አቦ መናእሰይ ትግራይ ኣርኣያ ዘርሁን ዘለኣለማዊ ኮይኑ እናተዘከረ ክነብርን ንሕና ናቱ ተኸትልና ንትግራይ ዝከኣለና ኹሉ ክንገብርን ዘለዓዕል መደብ ስለዘዳለውኺ ፈጣሪ ነውሕ ዕድመ ምስ ሙሉእ ጥዕናን ንስራሕኺ ድማ ሙሉእ ዓወት ንክኾነልኺ ይምነ። ፈጣሪ ምሳኺ ይኹን።