ተቓዋማይ - ደጋፋይ / ኣወል ምስ ወዲ ባሻይ፡ ፊት ን ፊት PART ONE

217,582
0
Publicado 2024-07-05

Todos los comentarios (21)
  • @Hmars2018
    ኣወል ሃብሮም ። # ጽባሕ ቢንያም ግርማይ 1ይ ይወጽእ ትበል ላይክ ግበር @ ብስላም ክዉድእ ክኣ ናይ ኩሉ ኤርትራዊ ጾሎት'ዩ 5/7/24 Binam ቀዳማይ ወጹ 6\7\ 24
  • @user-wh1jy4bt7t
    እዋይ እዛ ስሓቅ ናይ አወሊኖ ከተኸይፈኒ🇪🇷❤
  • @eritreaasmerom860
    ወዲ ባሻይ አንበሳ ከምኡ እዩ ኤርትራዊ አዲኢን ዓድን የሕሊፉ ዘይህብ ጂግና ወዲ ባሻይ አምላክ ይባርካ 💕🙏🏽🌷🦁🇪🇷🇪🇷🦁💕🙏🏽🌷
  • @beriyewedierey8797
    መጻኻ ዶ ኣወል ዶ ክብለካ በዓል ድርብ ሓሞት ነቕ ዘይብል ሓየት ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤💪💪💪💪
  • ኣወል ጅግና (ኣቦይ ነገደ) እዚ ትዘርኦ ዘለኻ ስነ ልቦና ኣብ ደቅኻን ደቂ ደቅኻን ክሕፈስ ክትርኢ ተስፋ ይገብር ኣምላኽ ይባርኽካ
  • @yonasmehari7863
    ኣነስ ንኣምላኸይ ኤረታዊ ምኻነይ ጌሩ ስለ ዝፈጠረኒ ብጣዕሚ ኢየ ዘመስግኖ ።
  • @eritreaasmerom860
    መርሐባ መርሐባ ድምጺ አንበሳ መጸ መጸ አወል ዋልታ ሃገር እንቋ ብሰላም መጻእካና 🦁🦁💙❤️❤️❤️🦁🇪🇷🇪🇷🙏🏽🙏🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷🦁🦁🦁🙏🏽🙏🏽💙❤️💚የቀኒየልና
  • @zeweldihaile2718
    ኣወሊኖ መደብካ ብጣዕሚ ብሉጽን ሰሓብን እዩ፡ ሰሙናዊ መደብ እንተተቐብ ጽቡቕ ነይሩ፡፡❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉
  • @yordanoskifle3839
    እዛ ስሐቅ ናይ አወል ከማይ ተከይፈኩም ላይክ ግበሩ ደቂ ሐዎቦይይይ❤
  • ወዲ ባሻይ ተዓዊትካ! ይቕሬታ ዝሓተተን፡ለቕሕኡ ዝመለሰን ደቂሱ ይሓድር! በጥ ኢልካ ደቅስ ሕጂ! ናይ ታሪኽ ሕርኽራኽ ዘይብልካ! እዞም ተጋግዮም ዘለዉ መንእሰያት ፈጣሪ ናብ ልቦም ክምለሱ ይሓግዞም🙏🇪🇷❤️🇪🇷🙏
  • ኣወል ኣንበሳ ወዲ ሓላል መሬት ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
  • ወዲ ባሻይ ብሓቂ ቃል ብተግባር ናትካ ምቅዋም ንጽቡቕን ዝጎደለ ንምምላእ ምንባሩ ዝያዳ ኣነጺርካዮ ጅግና ኢኻ ብሓቂ እቶም ከዳዓት ድማ ናብ ልቦም ይምለሶም ሕጉስ ናይ መገሻ ግዜ ይምነየልካ ኣወሊኖ ድማ እንኳዕ ገጽንገጽ ኣራኸበኩም ምስዚ ሕቡን ኤርትራዊ
  • @Xehaytv24
    ደቂ ኤረይ ነዛ ኮመንት ተንብቡ ዘለኹም ፈጣሪ ምሉኡ ጥዕና ይሃብኩም ብር ክትብሉ ተሓጎሱ ኣብዛ ፕሮፋይለይ ጥዉቅ ኣቢልኩ ሳብስክራይ ግበሩለይ ሓደራ ሸለል ኣይትበሉኒ 🙏
  • @demmetgarza3618
    WOW ብጣዕሚ ጹቡቅ ተበግሶ ሓውና ወዲ ባሻይ 🇪🇷👏🕊🇪🇷👏🕊🇪🇷👏🕊🇪🇷👏🕊🇪🇷👏🕊🇪🇷👏🕊ናይበሓቂ እንኮዕ ናብ ኣዴኻን ዓድኻን ብሰላም መለሰካ🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹 ሓላፍነት ወሲዱ መንግስተይ ብገበን እንተሓተተኒ ውን መቅጻዕተይ ክቅበል ድልው ኢየ ብምባሉ ጅግንነትን ድልውነቱን ኢዩ ዝገልጽ ዘሎ 👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏
  • @danieltela-kd4ob
    ወዲ ባሻይ ሰባኣይ ኢካ ጌጋን ፈተነንን መናብርትና እዮም ይቅረ ምሕታትን ምባልን ድማ ልቦናዩ ብዝኮነ ትክክል ዉሳኔን ዘሕጉስን ዘኩርዕንዩ ኩራዕ
  • @ghenetasmerom631
    ተመስገን 🙏🏽❤️🙏🏽አምላክና አሰይ አሰና እዛ ኤርትራና 🇪🇷🇪🇷💎❤️🦁 ዓይኒ ሐሳድ ይድፈነልና ::
  • @Okubaymogesmesfin
    ኣወል ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ከማኻን ካልኦት ከምዚ ከማኻን ዝሃበና ፈጣሪ ኣዚና ነመስግን። ብጣዕሚ ኢና ነመስግነካ ከምዚ ጌርካ መልሲ ትህቦም ዘለኻ። Thank you From seattle USA
  • @zufanabraham9446
    ከዓ መጸ መጸ አወሊኖ ብርሀን ገጹ እንካዕ ብደሐን መጻኸ ክብረት ይሀብካ ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ በጀካ ሐደ አምላኽ አብዚ ዓለም ዘይጋገ የለን ተጋግዩ ይቅርታ ሐቲቱ አን ምስ ሀገረይ ህዝበይ መንግስተይ ዝበለ ተባዕ ወዲ ባሻይ አገናዕ ንብዙሐት ዝተጋገዩ አሕዋትና አርአያ ብምኻንካ ከየመስገንኩኻ አይሐልፍን እግዚአብሔር ይባርኽካ እታ ትቅጽል ከአ ብሀንቀውታ ንጽበ ዘልአለማዊ ዝኽርን ክብርን ንሰማእታት ኤርትራ ወትሩ ዓወት ንሐፋሽ 🙏🇪🇷👍❤️
  • @weldeabsolomon5741
    Thank you Awel hero, Welcome wedi Bashay, nay sdrabiet kurya nhade mealti yu, enquae nab lbka temeleska!👌👍🇪🇷
  • @amlesettekie6223
    Thank you Awelino. ንወዲ ባሻይ ብምቅራብካ ብጣዕሚ ጽቡቕ እዩ። እዞም ኩሎም መናእሰይ በዓል ወዲ ባሻይ ዘኾብለልዎም ክመልስዎም ሓላፍነቶም እዩ።