ተቓዋማይ - ደጋፋይ / ኣወል ምስ ወዲ ባሻይ፡ ፊት ን ፊት PART ONE

217,582
0
2024-07-05に共有

コメント (21)
  • @Hmars2018
    ኣወል ሃብሮም ። # ጽባሕ ቢንያም ግርማይ 1ይ ይወጽእ ትበል ላይክ ግበር @ ብስላም ክዉድእ ክኣ ናይ ኩሉ ኤርትራዊ ጾሎት'ዩ 5/7/24 Binam ቀዳማይ ወጹ 6\7\ 24
  • እዋይ እዛ ስሓቅ ናይ አወሊኖ ከተኸይፈኒ🇪🇷❤
  • ወዲ ባሻይ አንበሳ ከምኡ እዩ ኤርትራዊ አዲኢን ዓድን የሕሊፉ ዘይህብ ጂግና ወዲ ባሻይ አምላክ ይባርካ 💕🙏🏽🌷🦁🇪🇷🇪🇷🦁💕🙏🏽🌷
  • መጻኻ ዶ ኣወል ዶ ክብለካ በዓል ድርብ ሓሞት ነቕ ዘይብል ሓየት ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤💪💪💪💪
  • ኣወል ጅግና (ኣቦይ ነገደ) እዚ ትዘርኦ ዘለኻ ስነ ልቦና ኣብ ደቅኻን ደቂ ደቅኻን ክሕፈስ ክትርኢ ተስፋ ይገብር ኣምላኽ ይባርኽካ
  • ኣነስ ንኣምላኸይ ኤረታዊ ምኻነይ ጌሩ ስለ ዝፈጠረኒ ብጣዕሚ ኢየ ዘመስግኖ ።
  • መርሐባ መርሐባ ድምጺ አንበሳ መጸ መጸ አወል ዋልታ ሃገር እንቋ ብሰላም መጻእካና 🦁🦁💙❤️❤️❤️🦁🇪🇷🇪🇷🙏🏽🙏🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷🦁🦁🦁🙏🏽🙏🏽💙❤️💚የቀኒየልና
  • ኣወሊኖ መደብካ ብጣዕሚ ብሉጽን ሰሓብን እዩ፡ ሰሙናዊ መደብ እንተተቐብ ጽቡቕ ነይሩ፡፡❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉
  • እዛ ስሐቅ ናይ አወል ከማይ ተከይፈኩም ላይክ ግበሩ ደቂ ሐዎቦይይይ❤
  • ወዲ ባሻይ ተዓዊትካ! ይቕሬታ ዝሓተተን፡ለቕሕኡ ዝመለሰን ደቂሱ ይሓድር! በጥ ኢልካ ደቅስ ሕጂ! ናይ ታሪኽ ሕርኽራኽ ዘይብልካ! እዞም ተጋግዮም ዘለዉ መንእሰያት ፈጣሪ ናብ ልቦም ክምለሱ ይሓግዞም🙏🇪🇷❤️🇪🇷🙏
  • ኣወል ኣንበሳ ወዲ ሓላል መሬት ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
  • ወዲ ባሻይ ብሓቂ ቃል ብተግባር ናትካ ምቅዋም ንጽቡቕን ዝጎደለ ንምምላእ ምንባሩ ዝያዳ ኣነጺርካዮ ጅግና ኢኻ ብሓቂ እቶም ከዳዓት ድማ ናብ ልቦም ይምለሶም ሕጉስ ናይ መገሻ ግዜ ይምነየልካ ኣወሊኖ ድማ እንኳዕ ገጽንገጽ ኣራኸበኩም ምስዚ ሕቡን ኤርትራዊ
  • @Xehaytv24
    ደቂ ኤረይ ነዛ ኮመንት ተንብቡ ዘለኹም ፈጣሪ ምሉኡ ጥዕና ይሃብኩም ብር ክትብሉ ተሓጎሱ ኣብዛ ፕሮፋይለይ ጥዉቅ ኣቢልኩ ሳብስክራይ ግበሩለይ ሓደራ ሸለል ኣይትበሉኒ 🙏
  • WOW ብጣዕሚ ጹቡቅ ተበግሶ ሓውና ወዲ ባሻይ 🇪🇷👏🕊🇪🇷👏🕊🇪🇷👏🕊🇪🇷👏🕊🇪🇷👏🕊🇪🇷👏🕊ናይበሓቂ እንኮዕ ናብ ኣዴኻን ዓድኻን ብሰላም መለሰካ🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹 ሓላፍነት ወሲዱ መንግስተይ ብገበን እንተሓተተኒ ውን መቅጻዕተይ ክቅበል ድልው ኢየ ብምባሉ ጅግንነትን ድልውነቱን ኢዩ ዝገልጽ ዘሎ 👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏
  • ወዲ ባሻይ ሰባኣይ ኢካ ጌጋን ፈተነንን መናብርትና እዮም ይቅረ ምሕታትን ምባልን ድማ ልቦናዩ ብዝኮነ ትክክል ዉሳኔን ዘሕጉስን ዘኩርዕንዩ ኩራዕ
  • ተመስገን 🙏🏽❤️🙏🏽አምላክና አሰይ አሰና እዛ ኤርትራና 🇪🇷🇪🇷💎❤️🦁 ዓይኒ ሐሳድ ይድፈነልና ::
  • ኣወል ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ከማኻን ካልኦት ከምዚ ከማኻን ዝሃበና ፈጣሪ ኣዚና ነመስግን። ብጣዕሚ ኢና ነመስግነካ ከምዚ ጌርካ መልሲ ትህቦም ዘለኻ። Thank you From seattle USA
  • ከዓ መጸ መጸ አወሊኖ ብርሀን ገጹ እንካዕ ብደሐን መጻኸ ክብረት ይሀብካ ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ በጀካ ሐደ አምላኽ አብዚ ዓለም ዘይጋገ የለን ተጋግዩ ይቅርታ ሐቲቱ አን ምስ ሀገረይ ህዝበይ መንግስተይ ዝበለ ተባዕ ወዲ ባሻይ አገናዕ ንብዙሐት ዝተጋገዩ አሕዋትና አርአያ ብምኻንካ ከየመስገንኩኻ አይሐልፍን እግዚአብሔር ይባርኽካ እታ ትቅጽል ከአ ብሀንቀውታ ንጽበ ዘልአለማዊ ዝኽርን ክብርን ንሰማእታት ኤርትራ ወትሩ ዓወት ንሐፋሽ 🙏🇪🇷👍❤️
  • Thank you Awel hero, Welcome wedi Bashay, nay sdrabiet kurya nhade mealti yu, enquae nab lbka temeleska!👌👍🇪🇷
  • Thank you Awelino. ንወዲ ባሻይ ብምቅራብካ ብጣዕሚ ጽቡቕ እዩ። እዞም ኩሎም መናእሰይ በዓል ወዲ ባሻይ ዘኾብለልዎም ክመልስዎም ሓላፍነቶም እዩ።